Tuesday , April 23 2024
NIPI//TT

ብዙሕ ሰዓታት ምስራሕ ወቕዒ የስዕብ እዩ ተባሂሉ!!

ንልዕሊ ዓሰርተ ዓመታት ነዊሕ ሰዓታት ምስራሕ ንወቕዒ ናይ ምቅላዕ ተኽእሎታት ከም ዘዛይድ ኣብ ፈረንሳ ኣተገብረ ሓድሽ መጽናዕቲ ኣፍሊጡ። ብሪጣንያውያን ማሕበር ወቕዒ ነዚ ንምክልኻል እቲ ዝሓሸ ኣግባብ ምንቅስቓስ ኣካላት ምዝውታርን ጽቡቕ ኣመጋግባን እዩ ኢሎም ኣለዉ።

እዞም ካብ ዩኒቨርሲቲ Ange ከምኡ’ውን ትካል መጽናዕቲታት ጥዕና ፈረንሳ እተረኽቡ መጽናዕታዊ ተረኽቦራት ከም ዝገልጽዎ ብዙሕ ምስራሕን ምትካኽን ነዚ ተኽእሎ ከዛይድዎ ይኽእሉ እዮም።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com