Thursday , March 28 2024
Foto Fredrik Sandberg / TT kod 10080

ብዛዕባ ክሊማ ሽወደን መጠንቀቕታ ተዋሂቡ።

ሽወደን፡ ከምቲ ናይ 2018 ዝመስል ኲነታት ሳመር ከጋጥማ ይኽእል እዩ፡ ክብል ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዮተበሪ ተመራማሪ ክሊማዊ ኲነታት ሃንስ ሊንደርሆልም ገሊጹ።

ኣብዚ ሃሩርን ነቕጺ ዝመልኦን ሳመር፡ እታ ሃገር ባርዕ ጫካ ከም ዘጋጠማን፡ መጠን ዕቚር ማይ ድማ ብምንቊልቋሉ ግርሁ ምሕራሮምን ዝፍለጥ እዩ። ነቕጺ ዝመልኦ ኲነታት ጽድያ፡ ንሽወደን ናብ ካልእ ጫፍ ዝኸደ ሃሩር ሳመር ከቃልዓ ይኽእል እዩ፡ ክብል ሊንደርሆልም መጠንቀቕታኡ ኣመሓላሊፉ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com