Friday , March 29 2024

ብ ግሎባል ሶከር ዝወሃብ ሽልማት ን ክርስትያኖ ሮናልዶ ብሉጽ ተጻዋታይ እዚ ዘመን ብምባል ይረቚሖ

ኣብ ዱባይ ዝመደበሩ ብሽም ግሎባል ሶከር ዝወሃብ ሽልማት ንህዝቢ ማእክለ ብምግባር ንቡሉጻት ናይዚ ዘምነ ዝበሎም ብሉጽ ተጻዋትይ፣ ወኪል ተጻወቲ፣ ኣሰልጣኒን ጋንታን ረቑሑ።

በዚ መሰረት ብሉጽ ተጻዋታይ ኣዚ ዘመን ንመሲን ሳላሕን ዝቀደመ ክርስትያኖ ሮናልዶ

ብሉጽ ወኪል ተጻወቲ እዚ ዘመን ጆርጅ መንድስ

ብሉጽ ኣሰልጣኒ እዚ ዘመን ድማ ፔፐ ጋርድዮል ንሰር ኣለክስ ፈርጉሰ ከምኡ ድማ ን ሞሪኖ ብምክታል ዕውት ኮይኑ

ከምእውን ብሉጽቲ ጋንታ ን ስጳኛዊት ክለብ ርያል ማድሪድ ገሩ መሪጽዎም።

ብተወሳኺ ኣብዚ ስነስርዓት ሽልማት ናይዚ ዓመት ብሉጽ ተጻዋትይ ሉዋንዶልሲኪ፣ ሃንስ ፍሊክስ ዝበለጸ ኣሰልጣኑ ክበሃል ከሎ ንሱ ዘስልጥና ጋንታ ባየር ሙኒኽ ድማ ብሉጽቲ ጋንታ እዚ ዓመት ብሙኻን ሽልማቶም ካብ ኢድ ኣካየድቲ ወሲዶም።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com