Friday , March 29 2024
Johan Nilsson/TT

ቦርድ ኤሪክሰን ብምኽንያት ብልሽውና ክሕተት እዩ ተባሂሉ። 

ኲባንያ ተለኮም -ኤሪክሰን– ሓፈሻዊ ጉባኤ የካይድ ኣብ ዘለወሉ ኣብዚ ሕጂ እዋን ካብ ተሓታትነት ከምልጥ ድዩ ዝብል ሕቶ ይለዓል ምህላዉ ይግለጽ ኣሎ። ብርክት ዝበሉ ወነንቲ ብርኪ ብምኽንያት እቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት ኣብ ዒራቕ ዝተገብረ ፍጻመታት ነዚ ኣይፋል ዝብል ድምጾም ክህቡ እዮም ተባሂሉ’ሎ። ዋና ኣካያዲ ትካል ኣቫንዛ ጃስፐር ቦናቪዬር ንሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ “እቲ ኲባንያ ምስ ዞም ፍጻመታት ብዝተሓሓዝ ዝጸንሖ ርክባት ኣሕዚኑና እዩ” ኢሉ’ሎ። 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com