Saturday , April 20 2024

ተመራመርቲ:ካንሰር ከጥፍእ ዝኽእል ጸረ-ኪዳርሲን ዝተባህለ ጸረ ተሃዋስያን ምቕማሞም ይንገር ኣሎ።

ኣህጒራውያን ተመራመርቲ ንተሰካሚ ዘርኢ ባክተርያን ካንሰርን ከጥፍእ ዝኽእል ጸረ-ኪዳርሲን ዝተባህለ ጸረ ተሃዋስያን ምቕማሞም ይንገር ኣሎ።

እዞም ኣህጒራውያን ተመራመርቲ ካብ ዩኒቨርሲታት ብሪጣንያን ቶክዮን ዝተረኽቡ እዮም።

እዚ ጸረ ተሃዋስያን ኣዝዩ ፍቱን ዝኾነ መድሃኒታዊ ባእታ ከም ዘለዎን ካንሰር ኣብ ምፍዋስ ዝግበር ጻዕሪ ሓደ ዓብዪ ዓወት ምዃኑን ተገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com