Thursday , April 25 2024
Johan Nilsson/TT

ተማሃራይ ማልም መማህራን ምቕታሉ ተኣሚኑ።

ብቕትለት ክልተ መማህራን ማልም ተጠርጢሩ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝኣተወ ወዲ 18 ዓመት ተማሃራይ ነቲ ቅትለት ከም ዝፈጸሞ ናይ እምነት ቃሉ ምሃቡ ጠበቓኡ ንሬድዮ ሽወደን ሓቢሩ። 

ዓሚሉ ብልክዕ እንታይ ከም ዘጋጠመ ንፖሊስ ብንጹር ምሕባሩ ጠበቓ ኣንደርሽ ኤኢሰን ገሊጹ’ሎ። እንተኾነ ግና ዝርዝራት እቲ ሓበሬታ ካብ ምግላጽ ተቘጢቡ’ሎ። እቲ ተመሃራይ ብሰኑይ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝወዓለ ኮይኑ ሎሚ ን ስምዕታ ናብ ቤት ፍርዲ ከም ዝቐረበ ተገሊጹ። 

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com