Wednesday , April 24 2024

ተቐማጦ ኦስተርሱንድ፡ ማይ ቡምባ ቅድሚ ምስታይኩም ኣፍልሑዎ!!

ኣብ ኦስተርሱንድ እትርከቡ ተቐማጦ፡ ንማይ ቡምባ ቅድሚ ምስታይኩም ይኹን ወይ ኣብ ምግቢ ቅድሚ ምዝውታርኩም ኣፍልሑዎ።

ነዚ መምርሕዚ ኪኽተሉ ዘለዎም እቶም ምስ ኦስተርሱንድ ምትእስሳር ዘለዎም ኮሙናት፥ ፍረሾን ናይ ብሩንፍሎ ከተማታትን፡ ሉንቪክ፡ ቢስኩገንን፡ ሶንግሁስቫለን ከምኡውን ኣነርስያ ካብ ቫልሱንድስብሩን ክሳብ ኦርቪከን። እቲ ተጠርሪሩ ዘሎ ማይ፡ ናይ ኢ-ኮሊ ባክተርያ ኣለዎ እዩ ዚብሃል ዘሎ።

www.ostersund.se ምስ እትኸፍቱ፡ እዋናዊ ሓበሬታ ክትረኽቡ ትኽእሉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com