Friday , April 19 2024

ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ብኣታዊታቶም ኣብ ቅድሚት ይስሩዑ!!

ኾዋኽብቲ ተጻወቲ ኩዑሶ እግሪ ዓለምና ዝኾኑ ሊዮንሊ መሲ፣ ክርስትያኖ ሮናልድን ነይማርን ብዝኽፈልዎ መሃያ ላዕለዎት ደረጃ ይሕዙ። ኣርጀንቲናዊ ኣጥቃዓይ ባርሴሎና ልዮነል ሜሲ ብ127 ሚልዮን ዶላር ኣብ ቅድሚት ክስራዕ ከሎ ፖርቱጋላዊ ሮናልዶ፡ ብ109 ሚልዮን ዶላር 2ይ ደረጃ ፡ ብራዚላዊ ነይማር ድማ ብ105 ሚልዮን ዶላር 3ይ ተርታ ሒዞም፡፡

ዝሓለፈ ዓመት ብ ኣታውታቶም 1ይ ደረጃ ሒዙ ዝነበረ ተጓሳጣይ ማይወዘር  ካብ መሳልል ላዕለዎት ኣታዊታት ዝረኸቡ ክእለ ከሎ።

ካብ 100 ዝለዓለ ኣታዊ ዝረኸቡ ስፖርተኛታት፡ ኣሜሪካዊት ሰሬና ዊልያምስ ጥራይ ኢያ ካብ ደቀንስትዮ ክትስራዕ ክኢላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com