Friday , April 19 2024

ቴክኒካዊ ጸገም ምድንጓይ በረራታት የስዕብ።


ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣርላንዳ ዝርከብ ኣገባብ መቆጻጸሪ ፓስፖርትታት ብልሽት ስለዘጋጠሞ ገያሾ ነዊሕ ሪጋ ክጽበዩ ከምዘገደደን ነፈርቲ እውን ኣብ ዝተወሰነለን ሰዓታት ክበራ ከምዘይከኣላ ተፈሊጡ።
ወሃቢት ቃል ትካል ስወደቭያ (Swedavia) ዝኾነት ኢሊን ሎሬን ከምዝሓበረቶ ሰራሕተኛታት ምቁጽጻር ፓስፖርት ብሰንኪ ብልሽት ቴክኒክ ንዘጋጠመ ሽግር ንምፍታሕ ብናይ ቀደም ኣገባብ ክሰርሑ ስለዘተገደዱ ብዙሕ ምድንጋይ ከምተፈጥረ ሓቢራ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com