Wednesday , April 24 2024
Young Ho//TT

ትራንስፖርት ሰሜንን ደቡብን ኮርያ ንምርኻብ ዝዓለመ ድግስ ተጌሩ።

ዝሓለፈ ሕዳር ሰሜንን ደቡብን ኮርያ ድሕሪ ሰብዓ ዓመታት ንክልቲኡ ኮርያ ዘራኽብ ጽርግያ ስራሕ ክጅምርን ከም እተስማምዓ ይፍለጥ።

ነዚ ምኽንያት ብምግባር መመሰሲ ዝኸውን ድግስ ኣብ ሰሜን ኮርያ ወኪላት ክልቲኡ ሃገራት ኣብ ዝተረኽብዎ ተኻይዱ’ሎ።

100 ዝኾኑ ሰብ መዚ ፖለቲከኛታትን ብሰንኪ ኲናት ካብ ከተማ ኲሶን ዝተመዛበሉ ሰሜንን ደቡብን ኮርያ ኣብቲ ድግስ ተረኺቦም።።

ሚኒስተር ሕብረት ደቡብ ኮርያ ብወገኑ 100 ካብ ሰሜን ኮርያ ከምኡ’ውን ተወከልቲ ሩስያ ሞንጎልያ ቻይናን ሕቡራት ሃገራትን ከም እተረኽቡ ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com