Saturday , April 20 2024
Johan Nilsson/TT

ትራፊክ ኣየር መዓርፎ ነፈርቲ Arlanda ናይ ስራሕ ምትእጒጓል ኣጋጢምዎ።ገለ በረራ ተሰሪዙ ተባሂሉ።

እዚ ድማ ናብ ሽወደን ንዝኣትዉን ካብ ሽወደን ወጻኢ ንዝገሹን ብኣሉታ ክጸሉ እዩ ተባሂሉ።

እዚ ምትእጒጓል ብቐንዱ ብጸገም ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ዘጋጠመ እዩ ይብል ንመብዛሕትአን መዓርፎ ነፈርቲ ዘካይድ ሽወደንያ።

” እዚ ኣበር’ዚ ክሳብ ክንደይ ዝኣኽላ ነፈርቲ ጥራይ ክንቅበል ኣብ ዝብል ቅመራ ክንወድቕ ቀሲቡና’ሎ።”

ብምባል ሓላፊ መራኸቢታት እቲ ትካል Ulrika Vagher ምስ ኤክፕረስ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ገሊጹ። ናብ Arlanda እትኸይድ ነፋሪት ክጽበ ከድልያ እዩ።

እዚ ሽግር ሕጂ ፈቲሕናዮ እኳ እንተኾንና ጽልዋኡ ኣብ ንግሆ ብብዝሒ ክንርእዮ ኢና ኢሉ፡ እቲ ምድንጓይ ክንደይ ምንባሩ ብልክዕ ኣይተገልጸን።

Vagher ግና ሓንቲ ሰዓት እያ ይብል።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com