Thursday , April 25 2024

ትካል ኢች ኤም (H&M) ዘይተደነ መክሰብ ይግሕጥ!!

ልዑል መሸጣ ክዳውንቲ H&M ዓመታዊ ኣታዊኡ ኣብ ዝገብሮ ገምጋም ኣትራፊ ሙኻኑ ተሓባሩ። ኣብ ራብዓይ ፊስካላዊ ዓመት መሸጣ ክዳውንቲ H&M ካብ 11 ናብ 57. 1 ቢልዮን ክሮነር ክብ ምባሉ ተገሊጹ። እዚ ዝተባህለ ብመሰረት እቲ ኲባንያ ዘውጽኦ ጸብጻብ እዩ።

መሸጣ እዚ ኲባንያ ተንተንቲ ንዝሃብዎ ገምጋም ብምሕላፍ ኣብዚ ወቕቲ ናብ 57.1 ቢልዮን ክሮነር ምብጽሑ ኸኣ ተገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com