Tuesday , April 16 2024

ትፈልጡዶ?

ኣብ ጋና ኣብ እትርከብ Mamfe Dove እተባህለት ገጠር ኣማልኽቲ መታን ከይቁጥዑ ብምባል ጥኑሳት ኣብ ውሽጢ እዛ ገጠር ከይሓርሳ ዝኽልክል ያታ ኣለዋ።

ነዚ ያታ ከይጥሕሳ ብምባል ብዙሓት ነፍሰጾራት ኣብ ናይ መወዳእታ ሰዓት ካብታ ገጠር ክወጻ ነዊሕ ይጐዓዛ ምህላወን ድማ ቢቢሲ ጸብጺባ’ላ።

ገለ ኣንስቲ ግና ነዚ ዝጸንሐ ያታ ክብድሃ ምጅማረን ቢቢሲ ወሲኻ ገሊጻ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com