Friday , April 19 2024

ትፈልጡዶ?

ብ ኣማኑኤል ሳህለ
  • ኣብ ኣፍሪቃ ስለስተ ዓይነት ኣዛብእ ከም ዘለዉ
  • ፈረስ ደው ኢሉ ከም ዚድቅስ
  • በረድ ካብ ማይ ከም ዚፈኵስ
  • ኣብዛ ዓለምናን ካብቶም ሕንዛማት ኣትማን፡ እቶም ዘይሕዛማት ከም ዚበዝሑ
  • ቈልዑ ኣብ ሓደ እዋን ብዙሕ ቋንቋ ኪዛረቡ ከም ዚኽእሉ
  • ኣንጭዋ ንድሙ ከተህድማ ከም እትኽእል
  • እቲ ዝበዝሐ ናይ ኣካላትና ስብሒ ኣብ ሓንጎልና ከም ዚርከብ
  • ቀደም ዘመን ደቂ ንጉስ ዝኾኑ ቈልዑ ብኣደታቶም እናተኣልዩ ከም ነገስታት ይገዝኡ ከም ዝነበሩ
  • ክሪስቶ ፎሮ ኮሎምቦ ንኣመሪካ ቅድሚ ምርካቡ፡ ኣቐዲሞም ቫይኪንግስ ንኣመሪካ ዳህሲሶምዋ ከም ዝነበሩ


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com