Wednesday , April 24 2024
KCNA//TT

ቻይና ክልተ ካናዳውያን ብወንጀል ስለያ ትኣስር።

ዲፕሎማት ነበር ማይክል ኮርቪግ ከምኡውን ነጋዳይ ማይክል ስፓቮር ኣብ ወርሒ ታሕሳስ እዮም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ቻይና ኣትዮም።

ኣቐዲማ ቻይናዊት ሜንግ ዋንዡ ብጠርጠራ ምጥፍፋእን ምጥሓስ ሕጊ ኢራን ተኸሲሳ ኣብ ካናዳ ከም እተቐየደት ይፍለጥ።

ወይዘሮ ሜንግ ካናዳ ብዘይዝኾነ ገበን እያ ቐዪዳትኒ ብምባል እያ ትኸስስ።

ቻይና ብወገና ንተግባር ካናዳ ኮኒናቶ’ላ።

ምእሳር እዞም ካናዳውያን መርኣያ ምንቊልቋል ዲፕሎማስያዊ ርክብ እዘን ሃገራትን ተግባር ሕነ ምፍዳይ ከይኮነ ኣይተርፍን ይብሉ ተንተንቲ ብመሰረት ቢቢሲ


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com