Thursday , March 28 2024
Foto: Christy Chamy

ነበርቲ ሁስቢ ሰላማዊ ሰልፊ የካይዱ።

ምምሕዳር ከተማ ስቶክሆልም ኣብ ሁስቢ ንኽሰርሖ ሓሲብዎ ዘሎ መንበሪ ገዛውቲ ብምቅዋም ነበርቲ እቲ ከባቢ ዝኾኑ ሰባት ሎሚ መዓልቲ ሰንበት 24 ማርች 2019 ሰላማዊ ሰልፊ ከምዘካየዱ ተፈሊጡ።

Foto: Christy Chamy

እቶም ተሳተፍቲ ሰላማዊ ሰልፊ ከምዝገልጽዎ እዚ ገዛውቲ ንምስራሕ ብዙሕ ኣግራብ ክበርስ ስለዝኾነ እዚ ኸኣ ነቲ ከባቢ ሃሳይ እዩ ብዝብል ምኽንያት ከምዝተቃወምዎ ሓቢሮም።

ኣብ ሁስቢ ዝርከቡ ነበርትን ማሕበራትን ብሓባር ዝጸውዕዎ ሰላማዊ ሰልፊ ምንባሩ ተፈሊጡ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com