Wednesday , April 24 2024
thomas-def-MfM3p2yn4Ew-unsplash.jpg

ናብ ዳዕሽ ክጽንበሩ ዝፈተኑ ኣሕዋት ማእሰርቲ ተፈሪዶም።

ቤት ፍርዲ ወረዳ ዮተበሪ፡ ናብ ዳዕሽ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ግብረሽበራዊ ውድብ ክጽንበሩ ንዝፈተኑ ክልተ ኣሕዋት፡ ነፍሲ ወከፎም ብሸሞንተ ኣዋርሕ ማእሰርቲ ክቕጽዑ ወሲኑ። እዞም ምንም በደል ኣይፈጸምናን ዝብሉ ኣሕዋት፡ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ለካቲት፡ ናብ ቱርኪ ኣናኸዱ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ላንድቬተር እዮም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም። እቲ ቤት ፍርዲ፡ ብመርትዖ ኣሰንዩ ኣብ ዘቕረቦ መስርሕ ፍርዲ፡ እዞም ኣሕዋት ናብ ዳዕሽ ንምጽንባር ናብ ሶርያ ወይ ዒራቕ ንምጒዓዝ ወዲኦም ምንባሮም ኣረዲኡ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com