Friday , April 19 2024
Pontus Stenberg / TT

ናይ ቀብሪ ዘውዲ ንጉስ ካርል መበል ታሽዓይ ተሰሪቑ ::

ወዲ 22 ዓመት መንእሰይ ኣዕናቚ ናይ 17 ክፍለ ዘመን ናይ ቀብሪ ዘውዲ ንጉስ ካርል መበል ታሽዓይ ካብ ካቴድራል Strängnäs ሰሪቑ።

ኣኽባሪት ሕጊ Isabelle Bjursten ንተሌቪዥን ሽወደን ኣብ ዝሃበቶ ቃል ቅድሚ ሕጂ ብጠርጠራ እዚ ስርቂ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ ዝነበረ ሰብ ከም እተለቀ ገሊጻ።

እዚ ናይ ስርቂ ልብሲ፥ ክልተ ዘውዲን ሓደ ትሕዞ ንጒስን ዘጣቕልል ናውቲ ስርዓተ ቀብሪ ዋጉኡ 65 ሚልዮን ክሮነር ኮይኑ ሕጂ ኣብ ኢድ ወናኒኡ ትካል ገና ኣይተመልሰን ኣሎ ተባሂሉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com