Thursday , March 28 2024

ናይ 2020 ዝሃብተሙ ዓሰርተ ተጻወቲ ኩዑሶ እግሪ ዓለምና

ኣብዛ ንክትውዳእ ውሑዳት መዓልታት ዝተረፉ ዓመት 2020 ብዙሕ ኣታዊ ካብ ዝገበሩ ገላ ተጻወቲ ኩዑሶ እግሪ ዓለምና እዞም ዝስዕቡ እዩም።

  1. ልዮነል ሜሲ መጠን ብዝሒ መጠን ሃብቲ = 126 ሚልዮን ዶላር
  2. ክርስትያኖ ሮናልዶ ብዝሒ መጠን ሃብቲ = 117 ሚልዮን ዶላር
  3. ነይማር ብዝሒ መጠን ሃብቲ = 96 ሚልዮን ዶላር
  4. ኪልያን ምባፔ ብዝሒ መጠን ሃብቲ = 42 ሚልዮን ዶላር
  5. መሓመድ ሳላሕ ብዝሒ መጠን ሃብቲ = 37 ሚልዮን ዶላር
  6. ፖል ፖግባ ብዝሒ መጠን ሃብቲ = 34 ሚልዮን ዶላር
  7. ኣንተንዮ ግሬዝማን ብዝሒ መጠን ሃብቲ = 33 ሚልዮን ዶላር
  8. ጋሬዝ በል ብዝሒ መጠን ሃብቲ = 29 ሚልዮን ዶላር
  9. ሮበርት ሌዋንዶልስኪ ብዝሒ መጠን ሃብቲ = 28 ሚልዮን ዶላር
  10. ዴቪድ ደሃያ ብዝሒ መጠን ሃብቲ = 27 ሚልዮን ዶላር

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com