Thursday , April 25 2024
Kallestad, Gorm/TT

ናጻ በረራ ንተማሃሮ

ካብ መጋቢት 15 ክሳዕ ጥቅምቲ 31-2019 ኤውሮጳዊ ኮሚሽን ን 12000 ካብ 18 ዓመት ዕድመ ንላዕሊ ዘለዉ ተመሃሮ ናጻ በረራ ኪህብ እዩ።

ዝሓለፈ ዓመት እቲ ፈደረሽን ን 15000 ተምሃሮ ናብ ውሽጢ ኤውሮጳ ዝዓለመን ኤውሮጳ ንፍምላጥ ዚካየድን ናጻ በረራ ኣዳሊዩ ነይሩ።

ቲቦር ናፍረሰ፡ ናይ ኤውሮጳዊ ኮሚሽን ሓላፊ፡ ኣብቲ ናይ መጀመርታ በረራ ኣወንታዊ ግብረመልሲ ከም ዝነበረ ይገልጽ። ሕጂውን ንዓመታ ነዚ በረራዚ ክንደግሞ ኢና ድማ ይብል።

ኣብዚ በረራዚ ንምስታፍ ዕድመኻ ልዕሊ 18 ኮይኑ ካብ ታሕሳስ 11 ጀሚርካ ብወብሳይት ተመዝገብ። ዓሚ ኣብዚ በረራዚ እተሳተፉ ሽወደናውያን 300 ነይሮም። እዚ መደብዚ ክሳዕ 2028 ኪካየድ እዩ፡ ኤውሮጳዊ ኮሚሽን ድማ 8 ቢልዮን ኤውሮ ክትስልዓሉ እያ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com