Friday , April 26 2024
ስእሊ/TT

ንኻልኣይ ግዜ ዝወሃብ ዘሎ ኣገዳሲ ሓበሬታ ዜግነት ስዊድን ንተመልክቱ ሰባት


በዓል መዚ ኢመግረሽን ናይ ስዊድን ዜግነት ንምርካብ ዘመልክት ሰብ መንነቱ ከረጋግጽ ከምዘለዎ ከምዝጠልቡ ርዱእ እዩ።

Migrationsverket


እቲ በዓል መዚ ኣብ መርበብ ሓበሬትኡ መዓልቱ ዝሓለፎ እሞ ዘይተሓደሰ ፓስፖርትውን ከምናይ መንነት መረጋገጺ ክቐርብ ከምዝኽእል ሓቢሩ ስለዘሎ እቶም ተመሳሳሊ ጉዳይ ዘለኩም ተጠቀምቲ እዚ ዕድል ክትኮኑ ንሕብር።
ኣልኮምፒስ ትግርኛ


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com