Saturday , March 30 2024

ንጉሳዊ ቤተሰብ ብሪጣንያ ሓፈሻዊ መርሓ ማሕበራዊ መራኸቢታት ነዲፉ’ሎ።

ንጉሳዊ ቤተሰብ ብሪጣንያ ኣብ ዕላዊ መርብበ ሓበሬታ ጽያፍ ነገራት ዝጽሕፉ ሰባት ከም ዝእግዶም ብምግላጽ ሓፈሻዊ መርሓ ማሕበራዊ መራኸቢታት ነዲፉ’ሎ።

ናብ መርበብ ሓበሬታታት ንጉሳዊ ቤተሰብ ኣዝዩ ብዙሕ ጸርፊን ጽልኢ ዝመልኦ መልእኽቲን ብማሕበራዊ ሚድያ ከም ዝለኣኽ ይፍለጥ።

ብመሰረት እዚ ሓድሽ ሕጊ ዝኾነ መልእኽቲ ካብ ጸርፊን ምንሻውን ጸያፍ ኣባህላን ናጻ ኮይኑ ኣኽብሮታዊን መጎታዊን ክኸውን ጻውዒት ቀሪቡ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com