Friday , April 19 2024
Foto: Mats Bjellerup/1177 Vårdguiden / Handout / kod 10500 **OBLIGATORISK BYLINE: Mats Bjellerup/1177 Vårdguiden / ** **Endast för redaktionell användning. Bilden kommer från en extern källa och distribueras i sin ursprungliga form som en service till våra abonnenter**

ኖርወይ፡ ብ ብዝሒ ሕሙማት ናይ ቆርበት መንሽሮ ካልአቲ እያ ተባሂሉ።

ኣብ 2020 ጥራይ 295 ኖርዌጃውያን ብሕማም መንሽሮ ቆርበት (ሜላኖማ) ምሟቶም ተገሊጹ። ቀዳመይቲ ዝበዝሑ ሕሙማት ዘለዉዋ ድማ ኒውዚላንድ እያ። “መንሽሮ ቆርብት፡ ኣብ ሃገራት ስካንዲናቭያ ልዑል እኳ እንተኾነ፡ መጠነ ሞት ናይቲ ኣብ ኖርወይ ዘሎ ግና፡ ፍልይ ዝበለን ኣዝዩ ልዑልን እዩ” ክብል ማሕበር መንሽሮ ኖርወይ፡ ን ሰሙን-መንሽሮ-ቆርበት ኣመልኪቱ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣመልኪቱ። ብዝሒ ግዳያት ሞት ሰብኡት ዝለዓለ እዩ፡ ካብ ካልኦት ሃገራት ስካንዲናቭያ እውን ብ 40% ዝለዓለ እዩ፡ ዝበለ እቲ መግለጺ “እዚ እንደልዮ ነገር ኣይኮነን፡ እዚ መንሽሮ ኣብ ሰብኡት ብፍላይ ብኣግኡ ክልለየሉ ዝኽእል ኣገባብ ምስራሕ ከድልየና እዩ” ምባሉ ኖርወይ ኦንላይን ጸብጺባ’ላ። ቀንዲ ጠንቂ መንሽሮ ቆርበት ኣብ ጸሓይ ዝምንጩ ጨረርታ ኣልትራቫየሌትን ሶላርይምን እዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com