Friday , March 29 2024
TT

ኣለክሳንደር ኢሳቅ ናብ ስጳኛዊት ክለብ ርያል ሶሰይዳ ተሰጋጊሩ!!

ድሕሪ ናብ ጀርመናዊ ክለብ ዶርትመንድ ምስግጋሩ ብልቓሕ ምስ ሆላንድዊት ክለብ ዊልያም 2ይ ተስጋጊሩ ቡሉጽ ምንቅስቃ ብምንጽብራቕ ካብ 18 ግጥማት 14 ሸቶታት ብምምዝጋብ ኣብ የዕንቲ ዓበይቲ ክለባትድአን ኣስአልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ክስሕብ ዝኽኣለ ኣለክሳንደር ኢሳቕ ብ ኣስታት 10 ሚልዮን ዩሮ ናብ ክለብ ርያል ሶስይዳ ተሰጋጊሩ።

እዚ ን ኣስታት ሓሙሽተ ዓመት ንክጻወት ፈርሙ ዘሎ ኣለክሳንደር እንሆ ከም ትጺቢት ቡዙሓት ቆዋሚ ቦታ ረኺቡ ክእለቱ ንዓለም ዘመስክረሉ እዩ ክብሉ ተንተንቲ ስፖርት ይሕብሩ።

ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ካብ ኣሌክሳንደር ኢሳቅ ብሕጂ ብዙሕ ብምጽባይ ዕዉት ግዜ ክሕልፍ ኣሰልጣኒ እዛ ጋንታ ተመንይሉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com