Tuesday , April 23 2024

ኣለክሳንደር ኢሳቅ ን ቡሉጽ መንእሰይ 2018 ይወዳደር ድምጺ ኩሉና ይጽበ!!

ምስ እስጳኛዊት ክለብ ርያል ሶሰይዳ ንክጻወት ፈርምኡ ኣንቡሩ ዘሎ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብዚ ዓመት ምስ ክለብ ሆላንዳዊት ዊልያም ክልተ ብዘንጸባርቖ ብሉጽ ምንቕስቓስ ብጣልያናዊት ብቱቶ ስፓርት ንትሕቲ 21 ዓመት ኣብ ዝወሃብ ሽልማት ወርቃዊ መንእሰይ 2018 ምስ ካልኦት 100 መንእሰያት ተጻወትቲ ተሓጽዩ።

ኣብ ውድድር ቱቶ ስፖርት ሎሚ ብሉጻትን ስሙያት ተጻወት ዓለምና ከም በዓል ከም ብዓል ሊዮነል ሙሲ፡ ዋይን ሩኒ፡ ኣንቶኒ ማርሻል፡ ፖል ፖግባን ካልኦት ትሕቲ 21 ዓመት ኣብ ዝነበሩሉ ዝተሸለምሉ ጸላዊ ዓመታዊ ሽልማት’ዩ።

በዚ መስረት ቆማት ኣጥቕዓይ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ናይ ኩልና ድምጽ ይደሊ ኣሎ እሞ ኣብ ኣብዛ ታሕቲ ዘላ ጥብቆ ብምጥዋቕ ድምጽና ንሃብ።

ናብ ኩሉ ክበጽሕ ሸር ንበሎ https://m.tuttosport.com/…/vota_il_golden_boy_2019_le_100_…/

ኣብ ውድድር ቱቶ ስፖርት ሎሚ ብሉጻትን ስሙያት ተጻወት ዓለምና ከም በዓል ከም ብዓል ሊዮነል ሙሲ፡ ዋይን ሩኒ፡ ኣንቶኒ ማርሻል፡ ፖል ፖግባን ካልኦት ትሕቲ 21 ዓመት ኣብ ዝነበሩሉ ዝተሸለምሉ ጸላዊ ዓመታዊ ሽልማት’ዩ።

በዚ መስረት ቆማት ኣጥቕዓይ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ናይ ኩልና ድምጽ ይደሊ ኣሎ እሞ ኣብ ኣብዛ ታሕቲ ዘላ ጥብቆ ብምጥዋቕ ድምጽና ንሃብ

ናብ ኩሉ ክበጽሕ ሸር ንበሎ https://m.tuttosport.com/…/vota_il_golden_boy_2019_le_100_…/

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com