Thursday , April 25 2024
Mikhail Metzel/TT

ኣመንቲ ጀሆቫ ብምዃኖም ኣብ ማእሰርቲ ሩስያ ይሳቐዩ።

ኣብ ሰሜናዊ ሩስያ ብምኽንያት ዝስዕብዎ ሃይማኖት ብፖሊስ ስቓይ ከም ዝወረዶም ኣመንቲ ጆሆቫ ዊትነስ ገሊጾም።

ማሕበር ናይዞም ኣመንቲ ካብ 2017 ንደሓር ኣብ ሩስያ ብሕጊ ዝተኸልከል እዩ።

እቲ እምነት ከም ሓደ ኣሸባሪ ጒጅለ ከም ዝረአን ዛጊት ዓሰርተታት ኣመንቲ ኣብ መላእ እታ ሃገር ተሓዪሮም ምህላዎምን ይፍለጥ።

ሰብመዚ ሰርጒት ነቲ ክሲ ምስቓይ ፈለማ ክኽሕድዎ እኳ እንተፈተኑ ጸኒሖም ክንምርምሮ ኢና ኢሎም ኣለዉ።

ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን ነዚ መስጐግቲ ኣመንቲ መሰኻኽር ጀሆቫ ትርጉም ዘይብሉ እዩ ድሕሪ ምባል ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ሕጊታቱ ብኸመይ ኣብ ትግባረ ከም ዘውዕሎም መብርሂ ክህቦ ሓቲቲ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com