Thursday , April 25 2024
President Joe Biden (AP Photo/Andrew Harnik) DCAH138

ኣሜሪካ፡ 500 ሚልዮን ብልቃጥ ክታበት፡ ሓገዝ ክትህብ ኢያ

ኣሜሪካ፡ ንድኻታት ሃገራት ዝኸውን፡ ተወሳኺ 500 ሚልዮን ብልቃጥ ክታበት ፋይዘር፡ ሓገዝ ክትህብ መደብ ከምዘለዋ ፕረዚደንት ጆ ባይደን፡ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ።

ክሳብ ሕጂ፡ ኣሜርካ፡ 1.1 ቢልዮን ብልቃጥ ክታበት ከም ሓገዝ ሂባ ከምዘላ ይፍለጥ።

ኣሜሪካ፡ 500 ሚልዮን ብልቃጥ ክታበት ሓገዝ ክትህብ፡ ኣብ ወርሒ ሰነ ድሕሪ ምግላጻ፡ ነቲ ሓገዝ  ኣብ ወርሒ ነሓሰ ክትጽዕኖ ከምዝጀመረት ይዝከር።

ብምልኡ ሓገዝ ክታበት፡ ክሳብ ወርሒ መስከረም ናይ ዝቕጽል ዓመት ዘሎ ግዜ፡ ክስደድ ምዃኑ  ኩባንያ ፋይዘር-ቢዮንቴክ ሓቢሩ።

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com