Wednesday , April 24 2024

ኣብዚ ሰሙን እዚ ስጋብ 30 ዲግሪ ዝበጽሕ ሙቐት ክህሉ እዩ!!

ክሳብ 30 ዲግሪ ዝጸንሕ ሙቐት ዘለዋ ሃሩር ዝበዝሓ ሰሙን ክትከውን እያ ተባሂላ። ማእከል ሜትሮሎጂ ሽወደን ሎሚ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ኣብ ደቡባዊ ሽወደን ክሳብ 30 ዲግሪ ዝነጽሕ ሙቐት ዘለዋ ሃሩር ዝበዝሖ ሰሙን ከም ዝኸውን ገሊጹ’ሎ።

ብመሰረት እዚ ማእከል ኣብ ጉትላንድ መጠን ሙቐት ካብ 25/6 ዲግሪ ሼልሰስ ክኸውን እዩ ተባሂሉ ተገሚቱ’ሎ። ኣብ ስቭላንድን ኖርላንድን ክሳብ 22 ዲግሪ ክበጽሕ ከም ዝኽእል እውን ተመልኪቱ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com