Friday , April 19 2024
Foto: Lennart Månsson/BILDBYRÅN

ኣብ መዋፈሪ ባቡራት ከተማ ማልሞ ስግኣት መጥቃዕቲ ብምጥርጣር ብብዝሒ ፖሊሳት ኣብ ሓለዋ ይዋፈሩ!!

ብርክት ዝበሉ ፖሊስ ከተማ ማልሞ ድሕሪ ኣቲ ናይ ሓደጋ መፈራረሒ ዝሓዘለ መልእክቲ ምርካቦም ኣብ ወዋፈሪ ባቡር ከተማ ሞልሞ ብብዝሒ ከቢቦሞ ኣለዉ። ናይ ዓይኒ መኻክር ከምዚገልጽዎ ዘለዉ ኣብ ከባቢ መዋፈሪ ባቡራት እዛ ከተማ ብብዝሒ ፖሊስ ከምዘለው ገሊጾም።

እዚ መልእኽቲ ካብ መን ሙኻኑ ብርጉጽ ካብ መን ሙኻኑ እካ እንተዘይፈልጡ ካብ ዝኾነ መጥቃዕቲ ንምኽልካል ግን ኣቀዲሞም ኣብቲ ቦታ ከምዝተረኸቡ ኣፈኛ ፖሊስ ደቡባዊ ክፋል እታ ከተማ ፊሊፕ ኣናስ ሓቢሩ። ከተማ ማልሞ ብብዝሒ ብጉጅለ ዝንቃሳቀሱ ኣሸበርቲ ጉጅለን ብመቅተልቲ ውልቀ ሰባትን ትርበሽ ከተማ ሙኻና ይፍለጥ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com