Thursday , April 25 2024
(AP Photo/David Zalubowski) CODZ115

ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣርላንዳ፡ ካልእ ነዊሕ መስርዕ ክህሉ እዩ ተባሂሉ።

ኦፐሬተር መዓርፎ ነፈርቲ ሽወደን (ስዊዳቭያ)፡ ኣብዚ ቀዳመ-ሰንበት ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣርላንዳ ስቶክሆልም፡ ነዊሕ ሪጋ ገያሾ ክህሉ ከም ዝኽእል ንዓማዊል ሓቢራ። እታ ኦፐሬተር፡ ኣብዚ ብደረጃ ሃገር ዝዓበየ ናይ በረራ ኣገልግሎት ዝወሃበሉ መደበር፡ ኣብ ነቚጣታት መፈተሺ ሕጽረት ሰራሕተኛታት ከም ዘሎ ድሕሪ ምሕባር፡ ገያሾ ናብ መጸበዪ ቦታኦም ክሳብ ዝበጽሑ፡ ዘሎ መስርሕ ስክሪኒንግ ክናዋሕ ይኽእል እዩ ክትብል ኣመልኪታ። ብዘይካዚ፡ ዝበዝሑ ገያሾ ኣብ ሰለስቲአን መዓልታት ምውዳእ ሰሙን ክበሩ ከም ዝደልዩ ወሲኻ ገሊጻ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com