Thursday , April 25 2024
Mahmud Turkia/AFP

ኣብ ርእሰ ከተማ ሊብያ ትርቡሊ ሓድሽ ኲናት ሕድሕድ ተላቢዑ ይበሃል ኣሎ።

ብመሰረት ጸብጻባት እዚ ተዂሲ ኣብ መንጐ ዕጡቓት ኻሊፋ ሓፍጣርን ደገፍቲ መንግስቲ ምስ ዝኾኑ ሓይልታትን ኮይኑ ኣብ ሰለስተ ምምሕዳራት ደቡባዊ ክፋል ትርቡሊ እዩ እቲ ኲናት ዝካየድ ዘሎ።

ትርቡሊ ሕቡራት መንግታት ኣፍልጦ ዝሃበሉ መንግስቲ ዝቕመጠላ ከተማ ምዃና ይፍለጥ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com