Friday , March 29 2024
Foto: Lennart Månsson/BILDBYRÅN

ኣብ ሰሜን ስቶኮልም ሓደ ሰብ ተቐቲሉ!!

ትማሊ ሰንበት ምሸት ኣብ ሰሜን ከተማ ስቶኮልም ከባቢ ሰሎንትና ኣብ ሞንጎ ጉጅለ ገበነኛታ ዝተገብረ ናይ ቶክሲ ልውውጥ ሓደ መንእሰይ ክቖስል ከሎ ካልእ መንእሰይ ድማ ኣብ ሆስፒታል ምስ በጽሔ ሂወቱ ሓሊፋ።

ኣብቲ ቦታ ብዝሕ ዝበለ ናይ ቶክሲ ልውውጥ ከምዝነበረን፣ መበገሲን ቢዓልመን እንታይ ጉጅለ ገበነኛታትም ሙኻኖምን ምስቲ ኣቀደሙ ኣብ ዝተፈላለየ ከተማታት ዝርኤ ዘሎ ተመሳሳሊ መቕተልቲ ምትእስሳር ኣለዎ ዶ ንምፍላጥ ፖሊስ ኣብ መርመራ ከምዝርከብ ኡላ ኦስተርሊን ኣፈኛ ፖሊስ ስቶኮልም ሓቢራ!!


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com