Saturday , April 20 2024
TT

ኣብ ስቶክሆልም ሓንቲ ትሕቲ ዕድመ ጓል ተዓሚጻ።

ሓንቲ ትሕቲ ዕድመ ጓል ሎም ንግሆ ኣብ ሽስቶክሆልም ጫካ ምምሕዳር ከተማ Hodinghe ከም እተዓመጸት ተፈሊጡ።

ፖሊስ መርመራኦም ጀሚሮም ኣለዉ ። እቲ ገበን ኣብ ሰዓት 7:35 ቅድሚ ቀትሪ ዘጋጠመ ኮይኑ እታ ጓል ናብ ቤትትምህርቲ እናኸደት እያ ተዓሚጻ ተባሂሉ’ሎ።

ኣኽባር ሕጊ ነታ ግዳይ ከም ትሕቲ ዕደመ ኮያን ከም ዝረኸባን ብምግላጽ ነዚ ጒዳይ “ዓቢ ቆላሕታ ዘድልዮ ገበን” ክብሉ መዲቦሞ’ለዉ።

በዓል መዚ ፖሊስ ስቶክሆልም Oli Osterling ብዙሕት መርመርቲ ፖሊስን መጫነውቲ ኣኽላባትን ናብቲ ቦታ ገበን ከም እተላእኩ እኳ እንተገለጸ ተወሳኺ ዝርዝራት ካብ ምሃብ ግና ተቘጢቡ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com