Thursday , April 25 2024

ኣብ ስቶክሆልም ሰልፊ ፕራይድ ግብረሰዶማውያን ተጌሩ።

ድሕሪ ለበዳ ኮሮና፡ ዝሓለፈ ቐዳም ሰልፊ ፕራይድ ግብረሰዶማውያን ኣብ ስቶክሆልም ብሰፊሑ ከም እተኻየደ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ።

ኣብ ዝሓለፋ ዕስራ ዓመታት ኣብ ዝተፈላለየ ፈሲቫላት እተሳተፈት ሱዚ፡ ኮተቴ እናሃለወት 50/60 ሽሕ ግብረሶዶማውያን ዝሳተፍዎ ሰልፊ ፕራይድ ንምርኣይ ክትበቅዕ እያ ኢላ ሓሲባ ከም ዘይትፈልጥ’ ነታ ሬድዮ ገሊጻ’ላ።

“እቲ ሃዋሁ ኣዝዩ ፍሱህ እዩ ዘሎ ” ክትብል ኣብቲ ሰልፊ ብወለንተኛነት እተሳተፈት ሳራ ትገልጽ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com