Tuesday , April 23 2024
Samuel Pettersson//TT

ኣብ ሽወደን ቊጽሪ ፖላንዳውያን ሰራሕተኛታት ህንጻ ብናህሪ ይውስኽ።

ብመሰረት ኣገልግሎት ከባቢ ሽወደን ኣብ ሽወደን ቊጽሪ ወጻእተኛታት ሰራሕተኛታት ህንጻ ብናህሪ ወሲኹ’ሎ።

ብመሰረት እዚ መግለጺ ዝበዝሑ ካብዞም ሰራሕተኛታት ህንጻ ፖላንዳውያን እዮም። “ዓብዪ ሽሻይ ዓቕሚ ሰብ ህንጻ እሎና።

ሕጂ ኣብዛ ሃገር ዓበይትን ናእስቱን ናይ ህንጻ ፕሮጀክቲታት ኣለዋ” ትብል ሓላፊት ARNA Arne Alferdsson።

ቊጽሪ ምዝጉባት ወጻእተኛታት ሰራሕተኛታት ኣብ 2018 72552 በጺሑ ኔሩ። እዚ ድማ ምስ ዓመተ 2017 ብምንጽጻር ኣዝዩ ወሰኸ ኣርእዩ’ሎ።

እዚ ናይ ስራሕ ጻንሒት ግዜያዊን ንሓጺር እዋን ጥራይ ምኳኑን ድማ ኣመልኪታ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com