Saturday , April 20 2024
Vilhelm Stokstad/TT

ኣብ ቫርበሪ ናይ ጒጅለ መንበሪ ንምርካብ ዝወሰደ ግዜ ካሕሳ ክኽፈሎ ይሕተት።

ኣብ ቫርበሪ እትርከብ ሰበይቲ ኣብ ጥሪ 2017 ናይ ጒጅለ መንበሪ እኳ እንተቐረበላ ዘይምቕባላ ተገሊጹ።

መርማሪ ኣገልግሎት ጥዕናን ክንክንን ምምሕዳር ከተማ ቫርበርግ በቲ ዝተፈጥረ ምድንጓይ ናይ 1.2 ሚልዮን ክሮነር ካሓሳ ክኸፍል ጸዊዑ’ሎ።

እታ ሰበይቲ ዛጊት ናይ ሓባር መንበሪ ዘይረኸበትሉ ምኽንያት ክሳብ ሕጂ ምንም ባዶ ቦታ ብዘይምንባሩ ቤተሰባ ክኣ ናብ ካልእ ምምሕዳር ከተማ ከትከይድ ድሌት ስለዘይነበሮም እዩ ተባሂሉ’ሎ።

እታ ሰበይቲ ብምኽንያት እቲ ዝተፈጥረ ምግንጓይ ክሳብ ሕጂ ምስ ወለዳ ኣላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com