Thursday , April 25 2024
Credit: Tim Aro/SvD/TT

ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ን ቆልዑ መኣዲ ዝቕርባ ምምሕዳራት ከተማ ብክብሪ ዋጋ ኣስቤዛ ይሽገራ።

ብ 30% ዝወሰኸ ዋጋ መግቢ ንምምዳራት ከተማ ዓብዪ ብድሆ ይኸውን ምህላዉ ተገሊጹ። ብፍላይ ድማ መኣዛታት ዘለዎ መግቢ
ንኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ምቕራብ ዓብዪ ማሕነቖ ኮይንወን ኣሎ። ዋጋታት መግቢ ኣብ ምምሕዳራት ከተማ ዝዳህሰሰ “ሃገራዊ
ኤጀንሲ ሽወደን ንጒዳያት ትምህርቲ” ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ ዳህሳሱ፥ ኣብያተ ትምህርቲ ነቲ ገሊኡ ካብ ዓሚ ኣትሒዙ ካብ 15-30%
ዝወሰኸ ዋጋ ኣስቤዛ ሽግር ፈጢሩለን ምህላዉ ኣመልኪቱ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com