Thursday , April 25 2024

ኣብ ከተማ ኣፕሳላ መስመር ማይ ክጽገን እዩ!!

ምጽጋን መስመር ማይ ኣፕሳላ። ምምሕዳር ከተማ ኣፕሳላ  ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ ሰፊሕ ምጽጋን መስመር ማይ እታ ከተማ ምጅማሮም ገሊጾም ኣለዉ። እዚ ጽገና ምቕያር ትቦታትን መኽፈቲን ዘጠቓልል ኮይኑ ኣብ ሕብሪ ማይ ገለ ለውጢ ክረአ ከም ዝኽእል ተገሊጹ’ሎ።

ብመሰረት እዚ ምምሕዳር ከተማ እዚ ስራሕ ንሽዱሽተ መዓልታት ዝጸንሕ ኮይኑ ምቊራጽ ማይ ክህሉ ኣይኮነን ኢሉ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com