Wednesday , April 24 2024
Johan Nilsson// TT

ኣብ ከተማ ኦረብሮ ምፍንጃር ቦንብ ኣጋጢሙ!!

ኣብ ከተማ ኦረብሮ ዝርከብ ለይታዊት ትልሂት ዝካየደሉ ቦታ ቦንብ ከምእተፈንጀረ ፖሊስ እዛ ከተማ ኣፍሊጦም። ነዚ ምፍንጃር ሲዒቡ ናይ ሓዊ ሃልሃልቲ ኣብ’ቲ ከባቢ ሆልመን ኢንድስትሪ ዝርከብ ኣዳራሽ ለይታዊ ትልሂ ከምዝተራእየ ፖሊስ እዛ ከታም ወሲኾም ገሊጾም።

ኪኢላታት ተተኾስቲ ኣብቲ ዝተፈንጀረ ቦታታት ከምዚበጽሑን ኣብ ሓደ ጡርጡር ኣደራሽ መርመራ ይገብሩ ከምዘለዎ ተሓቢሩ። በዚ ምፍንጃር ስዒቡ ኣብ ንብረት እንበር ኣብ ሰብ ዝኾነ ጉድኣት ከምዘይወረደ ይግለጽ ኣሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com