Friday , April 19 2024

ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ግብረ ሽበራ ዝፈጸመ ኣኪሎቭ ብሚልዮናት ዕዳ ይኽሰስ!!

ግብረ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ስቶክሆልም ዝፈጸመ ሒክማት ኣኪሎቭ እቲ ዝበዝሐ መጠን ዕዳ ኣብ ርእሱ ከም ዘለዎ ዝርዝር ሳይረን ኣመልኪቱ።

ኣኮሎቭ በቲ ኣብ 2017 ኣብ ማእከላይ ስቶክሆልም ዝፈጸሞ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ሓሙሽተ ሰባት ክሞቱ እንከለዉ በቲ ዘብጽሖ ጒድኣት ናይ 11.4 ሚልዮን ክሮነር ዕዳ ኣብ ርእሱ ከም ዘለዎ እቲ ጸብጻብ ኣመልኪቱ’ሎ።

እዞም ኣብ ርእሶም ብዙሕ ዕዳ ኣለዎም ተባሂሎም ዝተዘርዘሩ 100 ሰባት ገበነኛታት ጾታዊ መጥቃዕቲን ምድፋርን (ብፍላይ ናይ ህጻናት) ዝፈጸሙን ኣብ ቅትለት ዝተዋፈሩን እዮም።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com