Thursday , April 25 2024

ኣብ ካሊክስ እተጎዛዘየ ኣካል ሰብ ተረኺቡ

ሮቡዕ ንግሆ ኣብቲ ገምገም ባሕሪ ማእከላይ ካሊክስ እተቖራረጸ ኣካላት ሰብ ተረኺቡ፡ ምርመራ ድማ ይካየደሉ ኣሎ።

ኣብ መንጎ ቱላርን ካሊክስን ዘሎ ቦታ እዩ እቲ ክፋላት ኣካል ሰብ እተረኽበ። ሓበሬታ ዝሃበ ድማ እቲ ዝረኣዮ ሰብ እዩ። እቲ ቅትለት ብምጕዝዛይ እዩ ተኻዪዱ፡ እቲ ግዳይ ድማ ወድተባዕታይ እዩ።

ፖሊስ ካብቲ ኣብቲ ከባቢ ዘሎ ሰብ ተወሳኺ ሓበሬታ ይደልዩ ኣለዉ። እቲ ምርመራ ድማ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ቦታ ብዙሓት ፖሊሳትን ሄሊኮፕተራትን ውዒለን። ክፍሊ ኣገልግሎት ድሕነት እውን ይሳተፍ ኣሎ።

 

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com