Tuesday , March 19 2024
Foto: Simon Rehnström / SvD / TT / Kod: 30386 ** OUT DN, Dagens Industri (även arkiv) och Expressen **

ኣብ ወርሒ መጋቢት ዝበዝሐ ሽቕለት ተመዝጊቡ ተባሂሉ።

ኣብ ወርሒ መጋቢት ብጠቕላላ 207,000 ናብ ኣገልግሎት ህዝባዊ ሽቕለት ከም እተመዝገበን እዚ ድማ ዝለዓለ ቊጽሪ ምዃኑን ተገሊጹ። ተንታኒ ኣገልግሎት ሽቕለት ኣንደርሽ ልዩንበርግ ነዚ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ኣብ ዘሎናዮ ግዜ እቲ ዝበዝሐ ኣሃዝዩ ኢሉ። ድሕሪ ምውዳእ ለበዳ ሓደስቲ ደለይት ስራሕ ንምቚጻር ድሌት ምህላዉ እውን ይግለጽ ኣሎ። ኣብ መወዳእታ መጋቢት ዝነበረ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ኣብ ከባቢ 7% ካብ ጠቕላላ ሓይሊ ሽቕለት ምዃኑን፡ እዚ ድማ ካብ መስከረም 2019 ንደሓር እቲ ዝወሓደ ኣሃዝ ምዃኑን እቲ ኣገልግሎት ጸብጺቡ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com