Thursday , April 25 2024
Claes Grundsten/Bildhuset/TT

ኣብ ዓመተ 2019 ኖርዌይ እታ ዝበለጸት ናይ ቱሪስት ምርጫ ክትከውን እያ!

ኣብ ዓመተ 2019 ኖርዌይ እታ ዝበለጸት ናይ ቱሪስት ምርጫ ክትከውን እያ ክብል ቫጋቦንድ ዝተባህለ ወኪል ጒዕዞ ሽወደን ተነብዩ።

” እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ብዙሓት ሰባት ኣብ ዙርያ ዓለም ባህርያዊ ጽባቐ ክርእዩ እኳ ዝደልዩ እንተኾኑ ዛጊት ኣብ ምዕራብ ኖርዌይ እግሮም ኣንቢሮም ዘይፈልጡ ምዃኖም እዩ”። ይብል ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ።

ንሳ ናብታ ኻልኣይቲ ጐረቤት ሽወደን ዝኾነት ዴንማርክ ብምምልካት ደጋጊሞም ምብጻሕ ዝገብሩ ሰባት ብድልድል ብ ኦርሱንድ ከም ዝሰግሩን ብኡቢሎም ድማ ናብታ ዝበለጸ ዘላቕነት ዘለዎ ናይ ጒዕዞ ካተጎሪ ናብ ዘለዋ ከተማ ኮፐንሃገን ክኸዱ እዮም ይብል።

ብዘይካዚ እታ ጋዜጣ ኣብ ኣይስላንድ ደሴታት ብሪግ ንዝርከብ ማይ ውዑይ ከሙኡውን ኣብ ሓጺር ርሕቀት ዝርከብ ኣብያተ መግቢ ብናእዳ ገሊጻቶ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com