Friday , March 29 2024
Matthias Schrader/ ASSOCIATED PRESS / TT

“ኣብ ዘመነይ ጥበብ መሲ ምርኣየ ዕድለኛ እየ” ፍራንክ ሪበሪ !!

ንቡዙሕ ዓመታት ምስ ክለብ ባየርሙኒኽ ዝተጻወተን ወናኒ ብዙሕ ክብርታት ኮይኑ ካብ ኩዑሶ እግሪ ዝተፋነወ ፈረንሳዊ ፍራንክ ሪበሪ ኣብ ኩዕሶ ዘመነይ ጥበብ መሲ ምርኣየይን ተኻፋልን መስካሪን ዝንኡን ዝሰበሮ ሪከርድታት ምኻነይ ኣዝየ ሕጉስ እየ ምኽንያቱ ካብ ምስማዕ ዛንትኡ ስለስተጋላገልኩ ይብል ኣሎ።

ሊዮነል ሜሲ ቤት ትምህርቲ እዩ።ኩሉ ሰብ ካቡ`ኡ ፍልጠት ናይ ኩዑሶ እግሪ ይረክብ።

ድሕሪ 50 ዓመት ወይ ድሕሪ`ኡ 100 ዓመት ዝመጽእ ወለዶ ኣብ ታሪክ ኩዑሶ እግሪ ዝበለጸ ሰብ መን እዩ ኢሉ ክደሊ እንተመጹ ቀዳማይ ኮይኑ ዝረክቦ ሊዮነል ሜሲ ከም ዝከውን ዝጠራጠር ተሎ ንሱ ዝተበደል ሰብ እዩ ክከውን ምክንያቱ ገና ጣዕሚ ኩዑሶ እግሪ ኣይተረደኦን ማለት እዩ።

ኣነ ንነብሰይ ዕድለኛ ወለዶ ድየ ኣይኮንኩን ኢለ ክሓስብ ከለኩ ኣብ ዘመነ ሜሲ ምፍጣረይ ሓደ ካብቶም ዕድለኛ ሙካነት እዩ ዝፈልጥ።

እዚ ቃል ናይቲ ሎሚ ዓመት ካብታ
ዝጸወተላ ዝነበረ ባየር ሙኒክ ዝተሰናበተ ፍራንክ ሪቤሪ እዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com