Thursday , April 18 2024

ኣብ ግሪኽ፡ ምስክር ወረቐት ክታበት ኮሮና፡ ከም ቀንዲ ቅጥዒ መገሻ ኮይኑ

ሃገረ ግሪኽ፡ ናብታ ሃገር ብዝተፈላለየ ምኽንያት ንዝኣትው ገያሾ ፡ ክታበት ኣንጻር ኮርና ቫይረስ ከም ዝተኸትቡ ዘረጋግጽ ምስክር ወረቀት ከም ቀንዲ መእተዊ ቅጥዒ እታ ሃገር ክኸውን ከም ዝወሰነት ሰበ ስልጣን እታ ሃገር ኣፍሊጦም። ኣቀድም ኣቢሉ ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ፡ ከምዚ ዝኣመሰለ ቅጥዒ፡ ሓደ ካብ ናይ መገሻ ሰነዳት ክኽውን ኣብ ዝርርብ ከም ዘለዋ ዝፍለጥ እኳ እንተኾኑ፡ ሃገረ ግሪኽ ግን ባዕላዊ ውሳኔ ብምውሳድ ነዚ ቅጥዒ ኣተግቢራቶ ከምዘላ ይፍለጥ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com