Friday , April 19 2024
Magdalena Andersson presents a new jobs policy, which the Social Democrats' Congress will decide on.

ኣንደርሾን—የማናውያን ስልጣን እንተሒዞም ልዑል ክብርታት ሽወደን ክብሕጐጒ ይኽእል እዩ።

ኣብ ሽወደንን ክብርታታን ዓብዪ ፍቕሪ ከም ዘለዋ፡ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ሽወደን ማግዳሌና ኣንደርሾን ኣብ ዋዕላ ፖለቲካ ኣልመዳሌን ገሊጻ። እንተኾነ ግና፡ የማናውያን ኣብ ዝቕጽል ምርጫ እንድሕሪ ተዓዊቶም እዚ ብሉጽ ክብርታት ክብሕጐጒ ከም ዝኽእል ኣተሓሳሲባ’ላ። ብዘይካዚ ብህዝቢ ኣብ ዝምወሉ ብሕታውያን ኣብያተ ትምህርቲ ዘሎ ብመኽሰብ ናይ ምስራሕ ኣገባብ ነቒፋ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com