Friday , March 29 2024
POOL New/TT

ኣኽበርቲ ሕጊ ኣብ ጒዳይ ኣሳንጅ ኣይንቃወምን ይብሉ!!

ኣኽበርቲ ሕጊ ሽወደን ኣብ ጒዳይ ኣሳንጅ ንውሳነ ቤትፍርዲ ኣይንቃወምን ይብሉ። ኣኽበርቲ ሕጊ ሽወደን ብሓሙስ ኣብ ዝሃብዎ ቃል ኣብ ጒዳይ ኣሳንጅ ንውሳነ ቤትፍርዲ ኣይንቃወንም ኢና ኢሎም ኣለዉ። ምውጻእ ናይዚ ናይ ማእሰርቲ ትእዛዝ ብሪጣንያ ንኣሳንጅ ኣሕሊፋ ክትህቦ ዝሓትት እዩ ኔሩ።

ላዕለዋይ ጠበቓ ሽወደን ኤቫ መሪ ፔርሾን ” ተወሳኺ ቃለመጠይቕ ብምግባት ተወሳኺ መርትዖ ክቐርበሉ እዩ” ኢላ። ሽወደን ንኣሳንጅ ብጾታዊ መጥቃዕቲ ክትከሶ ከም እትደሊ ይፍለጥ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com