Saturday , April 20 2024
Adam Wrafter/SvD/TT

ኣገዳሲ ሓበሬታ ካብ በዓል መዚ ኢመግረሽን

ዜጋታት ኤርትራ ብዘይ ፓስፖርት ብቐጥታ ምጥርናፍ ስድራቤት ሕቶኦም ከቕርቡ ይኽእሉ እዮም ተባሂሉ::

ብብዙሕ ምኽንያታት ኤርትራውያን ፓስፖርት ዓዶም ክረኽቡ ይጽገሙ እዮም።

በዚ ምኽንያት ከኣ ካብቲ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ኤምባሲ ሽወደን ፍቓድ መንበሪ ንምሕታት ወይ ምጥርናፍ ስድራቤት ኣብ ምስላጥ ክሽገሩ ምጽንሖም ይፍለጥ።

በዚ ድማ ኤጀንሲ ኢሚግሬሽን ሽወደን ዜጋታት ኤርትራ ብዘይ ፓስፖርት ብቐጥታ ሕቶኦም ከቕርቡ ዝኽእልሉ ቀጥታዊ ኣገልግሎት ምቕራቡ የፍልጥ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com