Thursday , April 25 2024

ኤርትራውያን ነበርቲ ሽወደን ብዛዕባ ጥርናፈ ስድራ ቤት ሰላማዊ ሰልፊ ከካይዱ እዮም።

ኤርትራውያን ነበርቲ ሽወደን ብዛዕባ ጥርናፈ ስድራ ቤትዝምልከት ጽባሕ ዕለት 15 ታሕሳስ 2018 ኣብ ከተማ ኡሩብሩ ካብ ሰዓት 1  ክሳብ ሰዓት 3 ድሕሪ ቀትሪ ከካይዱ ምኻኖም ወደብቲ እቲ ሰላማዊ ሰልፊ ሓቢሮም።

ኣብዚ ሰላማዊ ሰልፊ ካብ ዝላዓሉ ሕቶታት እቲ ቀንዲ ጉዳይ ምጥርናፍ ስድራቤትን እቲ ግዝያዊ ሕጊ ዘስዓቦ ምብትታን ስድራቤታትን ኣብ ግምት ኣትዩ እቲ ሕጊ ዳግማይ ኣብ ዝግምገመሉ ግዜ ንመሰል ስድራቤታዊ ሓድነትን መሰል ህጻናትን ብዘይጥሕስ መንገዲ ክትግበር ጻውዒት ንምቅራብ እዩ።

ከምዝዝከር ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ተማሳሳሊ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ያቭለ ተኻይዱ ምንባሩ ይዝከር።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com