Thursday , April 18 2024

ኤርትራ ብ ናትናኤል ብርሃነ ኣብ ቱር ድ ፈረንሳ ክትሳተፍ እያ!!

ምስ ክለብ ኮፊዲስ ተሓቒፉ ኣብ ዓበይቲ ዙራት ከም ዙር ካሊፎርንያን ቮልታ ስጳኛ ክሳተፍ ዝጸንሔ ኤርትራዊ ናትናኤል ብርሃነ ኣብ ዙር ፈረንሳ 2019 ከምዝሳተፍ ክለቡ ኣፍሊጣ። ክለቡ ነዚ ዘፍለጠት ድሕሪ ኣብ ኩሉ ዙራት ዘንጸባሮቖ ብቕዓት ትማል ሰንበት ኣብ ቻምፕዮን ሃገሩ ድሕሪ ሙኻኑ ተወሲኽዎ ነዚ ናይ ምስታፍ ዕድል ዝረኸበ።

ናትናኤል ሎሚ ንካልኣግ ግዜኡ ዝሳተፍ ኮይኑ ቅድሚ ሕጂ ኣብ 2015 ምስ ክለብ ዳያመንሽ ዳታ ብኽሪ ስታፌኡ ከምዝገብረ ዝዝከር እዩ። ነዚ ኣብ ሓምለ 6 ዝጅምር ውድድር ዙር ፈረንሳ 2019 ን ናትናኤል ብርሃነ ጹቡቕ ዕድል ንምንየለኡ።

ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ነዊሕ ታሪኽ ዘለዋ ኤርትራ ቅድሚ ሕጂ ብመንገዶ ዳኒኤል ተክለሃይማኖትን መርሃዊ ቁዱስ ተሳቲፋ ከምዝነበረት ዝዝከር እዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com